መዓልቲ ኣንዛክ መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ኣውስትራሊያ ክዝከር ዘርእይ ስእልታት።

ነቶም ኣብ ዉሽጢ ሃገርን ወጻእን ንሃገሮም ዘገልገሉ ንምዝካር ብ ኣዳሃት ዝቑጸር ህዝቢ ወጺኡ ኣርፊዱ።

መኦኣልቲ ኣንዛክ ኣብ ሲድኒ

ብምኽንያት መዓልቲ ኣንዛክ ናይ ወጋሕታ ስነ ስርዓት ዝኽርን ምረሻን ኣብ መላእ ሃገር ተካይዱ። Source: AAP / Dean Lewins

ታሪኽ መዓልቲ ኣንዛክ (Anzac Day)

ሎሚ ሓሙስ መበል 109 ዓመት ዝኽሪ ናይቲ ብ25 ሚያዝያ 1915 ኣብ ጋሊፖሊ ፡ ቱርኪየ ፡ ወተሃደራት ኣውስትራልያን ኒው ዚላንድን ፡ ኣብ ቀዳማይ ውግእ ዓለም ምስ ወተሃደራት ብሪጣንያ ፡ ፈረንሳን ህንድን ዝዓረፍሉ እዋን እዩ ።
ሚኒስተር ምክልኻል ሪቻርድ ማርለስ ኣብቲ ኣብ ጋሊፖሊ ዝግበር ጽምብላት ይካፈል ኣሎ ።
ማርለስ ፡ "ብዛዕባ እቲ ኣብ ጋሊፖሊ እተገብረ ስርሒት ክንሓስብ ከለና ፡ ብጻይነትን መስዋእቲን ኢና ንሓስብ ፣ ነቲ ወተሃደራት ኣንዛክ ዝገበርዎ ዘደንቕ ተግባራት ከኣ ነድንቕ"
"ነቶም ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ስርሒታት ተዋፊሮም ዘለዉ 1500 ኣባላት ምክልኻል ኣውስትራሊያ ኣፍልጦ ንህበሎም ኢና ፤ ነቶም ልዕሊ 103,000 ኣውስትራሊያዊያን ን ሃገርና ህይወቶም ዝሃቡ ክብሪ ኣለና።"

እቲ መዓልቲ ፡ ኣብ ቀዳማይ ውግእ ዓለም ፡ ወተሃደራት ኣውስትራልያን ኒው ዚላንድን ንፈለማ እዋን ኣብ ውግእ ዓለም ከቢድ ውግእ ዝገበርሉ እዩ ነይሩ ።

ኣብ ዋና ከተማ ናይ ወጋሕታ ስነ ስርዓት ዝኽርን ምረሻን

ኣብ ካንበራ ፡ ኣብቲ ኣስታት 32,000 ሰባት ተኣኪቦምሉ ዝነበሩ ስነ ስርዓት ዝኽሪ መጠን ሙቐት ናብ 2 ዲግሪ ሰንቲግሬድ እዩ ዝሒሉ ነይሩ።
ሓደ ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ኣውስትራሊያ ኣብ እዋን ናይ ወጋሕታ  ስነ ስርዓት ዝኽሪ ኣብ ጥቓ እቲ እምኒ ሃወልቲ ።
Tኣብ ጋሊፖሊ ፡ ቱርኪየ ፡ ኣብ ቀዳማይ ውግእ ዓለም ንመጀመርታ ግዜ ዓበይቲ ውግእ ኣውስትራልያውያንን ኒው ዚላንድን እተገብረሉ ቦታ እዩ ። Source: AAP / Lukas Coch
ኣብ ቀዳማይ ውግእ ዓለም ካብ ኣባላት ኣንዛክስ እተላእከ ደብዳበታት ተነብበ: ዝርዝር ስም እቶም ዝወደቑ ወተሃደራት ከኣ ኣብቲ ኣብ ካንቤራ ዝርከብ ህንጻ በሪሁ ፣ እቲ ስነ ስርዓት ካብ ሰዓት 5.30 ቅ.ቀ. ጀሚሩ ፡ ብናይ ሓደ ደቒቕ ስቕታ ተዛዘመ ።

ዂንስላንድ

A small huddle of surf boats, with paddles raised, silhouetted against the dawn sky while small waves break in the foreground.
Surf boats perform a burial at sea during Anzac Day Dawn Service at Elephant Rock in Currumbin on the Gold Coast. Source: AAP / Jono Searle

A group of people. A girl wearing a pink tracksuit and holding an Australian flag on a stick is sitting on a man's shoulders.
People at Anzac Day commemorations in Brisbane. Source: AAP / Darren England

ኒው ሳውዝ ወልስ (NSW)


Wreaths placed around and on a large oblong marble monument. The words Lest We Forget are inscribed on the monument in gold lettering.
The Returned Services League has encouraged Australians to honour the nation's veterans and defence personnel. Source: AAP / Bianca De Marchi

Several people, some of whom are wearing military medals, sit in the dark.
People at the Anzac Day dawn service at the Cenotaph in Martin Place, Sydney. Source: AAP / Dean Lewins

ቪክቶሪያ

A crowd of people stand in the dark, a large marble structure is semi-illuminated behind them.
Liberal MP Phil Thompson, a former soldier who was appointed Anzac of the Year in 2016, said the day of reflection withstood all the current global tensions. Source: AAP / Con Chronis

A large stone building
The Shrine Of Remembrance during Anzac Day in Melbourne. Source: AAP / Con Chronis


Share
Published 25 April 2024 3:02pm
Source: AAP


Share this with family and friends